Metshaf Tselot (መጽሓፍ ጸሎት)
Metshaf Tselot (መጽሓፍ ጸሎት)
መእተዊ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ኣሜን።
እዛ መጽሓፍ ጸሎት እቲ ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና ክንጥቀመሎም ዝጸናሕናን ሕጂ'ውን ንጥቀመሎም ዘሎና ጸሎት ሾብዓተ ሰዓታትን ውዳሴ ማርያምን ኣብ ሓደ ጠርኒፋቶም ትርከብ። ከምኡ'ውን እቶም ምሩጻት ጸሎታት ኣገደስቲ ኮይኖም ብምርካቦም ካብ ናይ ግብጺ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን መጽሓፍ ጸሎት (ኣግቢያ) ብትግርኛ ተተርጒሞም ቀሪቦም ኣለዉ።
ምስጋና ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን።
PRP: 102.21 Lei
Acesta este Prețul Recomandat de Producător. Prețul de vânzare al produsului este afișat mai jos.
91.99Lei
91.99Lei
102.21 LeiIndisponibil
Descrierea produsului
መእተዊ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ኣሜን።
እዛ መጽሓፍ ጸሎት እቲ ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና ክንጥቀመሎም ዝጸናሕናን ሕጂ'ውን ንጥቀመሎም ዘሎና ጸሎት ሾብዓተ ሰዓታትን ውዳሴ ማርያምን ኣብ ሓደ ጠርኒፋቶም ትርከብ። ከምኡ'ውን እቶም ምሩጻት ጸሎታት ኣገደስቲ ኮይኖም ብምርካቦም ካብ ናይ ግብጺ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን መጽሓፍ ጸሎት (ኣግቢያ) ብትግርኛ ተተርጒሞም ቀሪቦም ኣለዉ።
ምስጋና ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን።
Detaliile produsului